ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ጨርቂ መጋረጃ ፣ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራካ ክገዝእ ንደሊ ስለዚ አብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2012ዓ/ም ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/09/ 2012 ዓም ክሳብ 12/09 /2012 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዕለት 13/ 09/ 2012ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo