ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ዝተመደበሉ ካፒታል በጀት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎምን ናይ2012ዓ/ም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ከምኡ እዉን ግብሪ ዝከፈሉሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር  ከቕርቡ ዝክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን ናይ ወርሒ መጋቢት 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይኽእሉ

6 ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ዘዉፅኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቅራብ ኣይክእሉን

7 ተጫረቲ ኣብ መወዳደሪ ሰንጠረዥ ዝቀረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ኣድራሻን ብዘይምንም ስርዝ ድልዝ ማህተም ከቀምጡ ኣለዎም

8 ጨረታ ዝቃለሓሉ ካብ 11/09/2012ዓ/ም ክሳብ 26/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዐፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 24 20 ይደዉሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo