ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ናይ ስፒኦ ዋጋ 3000 ቅርሺ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ትርጉም ፅሑፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 29/07/2012ዓም ክሳብ 02/08/2012ዓ/ም ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 29/07/2012ዓም ክሳብ 02/08/2012ዓ/ም ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ኣበርገለ ዓለም ለኸ ል/ሃ/እንስሳት ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ወረዳ ጨርጨር ጣብያ ሓዲስቅኝ ፍሉይ ሽሙ ሶሊንኣብ ዝተባሃለ ናይ ሕርሻ ቦታ ናይ 33 ሄክታር ሓፁር ፣ መዕረፊ ዋርድያታትን መዕረፊ ሰራሕተኛታትን ማለት እዉን ፣ ጠቅላላ ዝሕፀር ቦታ ን 33 ሄክታር ብኦምን ጋብየንን ፣ በቢ ክልተ ሜትሮ ርሕቀት ናይ ሓፁር ጉድጋድ ምኹዓት ፣ ዝኾዓት ጥልቀት ጉድጋድ 0.5 ሜትር ጎኒ ጉድጋድ ጥልቀት 0.5 ሜትር ጉኒ 0.5 ሜትር፣ በትካል ዝቀረበ ባህርዛፍ ኦም ኣናቆረፅካ ምትካል ፣ ብትካል ዝቀረበ ጋብየን ሓፁር ምሕፃር ፣ ኣብ ኣርባዕ ማእዝን ናይቲ ሳይት 2 ሜትር ብ3 ሜትር ናይ ዋርድያ መዕረፊ ጠቅላ 4ተ ቆርቆሮ ምስራሕ ፣3ተ ክፍሊ መዕረፊ ሰራሕተኛታት 3 ሜትር ብ 4 ሜትር ቆርቆሮ ብቆርቆሮ ምሰራሕ

ኢንስትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ሪኤጄንት ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ህንፃ መሳርሕን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መጋያየፂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ዞባ ክልል ስታፍ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ