ኤጀንሲ ስታስቲክስ ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ አገልግሎት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ

1 ብናይ ሕትመት ኣገለግሎት ኣቅርቦት ዘፈር ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ቀረባይ ናይ ሰለስተ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥኩምን

2 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ካብ ሕጋዊያን ትካላት ፋይናንስ ብስፒኦ ኣትሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 28 ጥሪ 2016 ዓም ክሳብ 8 ለካቲት 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፈይናንስን ክትወስዱ ትክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8 ለካቲት 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንግሆ ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 8 ለካቲት 2016 ዓም ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት

5 እዚ ከም ዘለዎ ኮይኑ ኣብ እዋን ምክፋት ጨረታ አብ ሳንዱቅ ዝኣትወ ፖስታ ካይተከፈተ ዝምለስ የለን

6 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን15 መዓልቲታት ይከዉን

7 አቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ወይዘር ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 16 ፊት ንፊት ዋና ቤት ፅሕፈት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342403254

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo