ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2016 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ቆፀርቲ: ካልኦት ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፍቲንግታትን HDPE መገጣጠምን : 2 ኮምፒተር : ፕሪነተር ን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ

1 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሰን

2 TIN Number ዘለዎምን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበን

3 ቫት ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2016 ዓም ቫት ድክለረሽን ዝገበርሉ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንቆፀርትን ካለኦትን ንፅገና ዝዉዕሉ  ዝተፈላለዩ ፍቲንግታት 20000 / ዒስራ  ሽሕ  ብር /  : ንኮምፒተርን : ፕሪንተርን  ካልኦትን 20000 / ዒስራ  ሽሕ  ብር /  ብሽም ቤት ፅሕፈትና ክትሕዝ ዝክእል

6 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቤት ፀሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ አፅቢ ኣብ ጥቃ ኢትዮጰያ ንግዲ ባንክ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 02 ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር 150 ብር ብምክፋል ትወሰዱ ትክእሉ

7 ተጨራታይ እቲ ዓይነት ንብረት ብንፀር በቲ ዝወፀ specification ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅለላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ዝተኣሸገ ፐስተ መሊኡ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ዓሺግኩም ኦርጅናል ኮፒን ተባሂሉ ኣብ ፖስታ ይፀሐፍ

8 እቲ ጨረታ ብዝትፋለለዩ ምክንያት ከዛበዑ ዝፍትኑ ተጨረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ከብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሐዝዎ ትሕጃ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፉ ይገበር

9 ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ሰጥን ምክፋተ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንብዝበለ ዘትሓዞ ትሕጀ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይከዉን

10ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ኦርጅናልን ኮፒ ደኩመንት ኣብ ዝባን ዝተዓሸገ ፖስታ ሽሞምን ፌርሞአምን ማህተምን ስ/ቁፅሪን ከስፈሩ አለዎም

11 ናይ ባዕልካ እስፔስፊኬሽን ምፅሓፍ ምምላእ ኣይፍቀድን

12 ቤት ፅሕፈትና 25 ሚእታዊ ናይቲ ዝሰዓረ ንብረት መጠን ናይ ምዉሳክ ምቅናስን መሰል አለዎ

13 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 30 መዓልቲ ይከዉን

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ከሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 28/05/2016– 15/06/2016 ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት

16 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 15/06/2016 ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት 15/06/2016 ሰዓት 4:30 ተጨረቲ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ከምአወን ዝተማልአ ደኩመንት ኣብ ዝቀረበሉ ይክፈት

17 ኣብቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ሰዓት ባዓሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፐስተ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

18 ዘሸነፈ ተጫራታይ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓለቲ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን ኣታዊ ይገብር

19 ተጫራታይ ምስዓሮም ምስ ተረጋገፀ ድሕሪ ናይ 3 ቅሬታ መዓለቲ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

20 1ይ ሰዓራይ በቲ ጨረታ መምርሒ መሰረት ዉዕሊ እንተዛይኣሲሩ ቤት ፅሕፈትና ን2ይ ሰዓራይ ዉዕሊ ዝኣስር ምካኑ

ንዝበበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914161243 / 0914411872

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo