እኖታት ንእኖታት ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣብ ሓሙሽተ ጣብያታት ማለት እዉን ኣብ መቻረ: ካራ :ቤሩ: ወረ ባዩ ከምእዉን ኩኩፍቶ ዝርከብ 210 መራሕቲ ስድራ ነንሕድሕዱ ከባቢ 15 ንመፍረ ዝኮና ደርሆ ማለት እዉን ንሰለስተ ወርሒ ዝከዉን ቀለብ /መኖ/ ገዚኡ ሐገዘ ክገብር ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ/ ዓዉድ ስራሕ ዝተመስከረሉም ነጋዶ መቅረብቲ ክትጫረቱ እትደልዩ በቶም ኣብ ታሕቲ ዘተርዚሮም ዘለዉ ረቆሒታት ብምምላእ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

ትካል ገባሪ ሰናይ እኖታት ንእኖታ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ቲን ናምበር ናይ ቫት ሰርተፈኬትን ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል

2 ብፅሬትን ብግዜን ከቅርብ ዝክእል ማለት እዉን ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ኣብ ዉሽጢ ሸሞንተ መዓልቲታት ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫራታይ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣታዊ ክገብር አለዎ

4 ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ ዝዉደአሉ ዕለት 29/5/2016 ዓም ልክዕ 10:00 ሰዓት

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወስደሉን አታዊ ዝገብርሉን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ትካል እኖታት ንእኖታት መቀለ ይከዉን

7 ኣብ ሓሙሽቲኡ ጣብያ ንምብፃሕ ናይ መጎዓዝያ ግልጋሎት ባዕሉ ይከዉን ኣብ መጎዕዓዝ እዋን ዘጋጥሙ ናይ ምጉዳል ወይም ምፍሳስ ባዕሉ ተሓታቲ ይከዉን ወይድማ ይትክእ

8 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ብምዕዳግ ስፒኦ ብር 100000 / ሸደ ሚኢቲ ሽሕ / ከትሕዝ ዝክእል

ተጫርቲ በቲ ትሕት ኢሉ ዘሎ ሰንጠረዥ ብዝኮነ ፅሑፍ መሊኦም በቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ሰነዳት ኮፒ ብምግባር መሊኦም ኣታዊ ክገብሩ አለዎም

ተቁ

ዝርዝር

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ደርሆ(SASO Dual purpose) ዝከዉን ናይ ሰለስተ ወርሒ ቀለብ

ኩንታል

202.23

ናይ ጨረታ ሰነድ 29/5/2016 ዓም ክሳብ 10:30 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት

ትካልና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo