ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ፋስ ስክሪን ኮንክሪት ምክሺቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Sur Construction PLC

1 ብመሰረት አዚ ክተቅርቡ እትደልዩን ክተቅርቡ እትክእሉን ተጫረቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኩሉ ግዜ ካብ 28 ጥሪ 2016 ዓም ከሳብ 8 የካቲት 2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ  ዝሐዘ ክትወስዱ ይዕድም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo