ን2ይ ግዜ ዝዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣብ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ከተማን ናይ ግሪነሪ ሰራሕተኛታትን ናይ ብሎክ ንብሎክ ሰራሕተኛታት ዝኾኑ ዓመታዊ ዘድልዮም መሳርሕን ሴፍቲ ማተርያልን ክንዕድግ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ጋ/አፈሹም ሕርሻ REDD+ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት በዚ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ካልኦት መስፈርት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ናይ ማ/ወ/ኮ/ ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ ተሽከርከርቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ብጥበብ ሙዚቓ ንዝነጠፍ ከየንቲ ትግራይ ሓገዝ ንምግባር ዝተፈላዩ ዘመናዊ መሳርሒ ሙዚቓ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ኣዴታትን ህፃናትን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ያማሃ ሞተር ሳይክል ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ኣዴታትን ህፃናትን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ኣዴታትን ህፃናትን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ዝ/ዩ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተር ፅገና ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ