ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ.ዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ (ድሌት ስራሕ)(ፅሑፍ)መለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ኣብ ታቤላ ብቅድሚትን ድሕሪትን ብትግርኛን እንግሊዘኛን ስልኪ ቁፅሪ ንምፅሓፍቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ MEKELLE CITY POLICE OFFICE 0344417695-0344410197 ቑመትን ጎንን1.75*100*2ሜትሮ ካልኣይ 1.7*2.7*2 ሜትሮቁፅሪ1
ተ.ዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ (ድሌት ስራሕ)(ፅሑፍ)መለክዒበዝሒ ካሬናይ ሓደ ዋጋ ካሬጠቅላላ ዋጋ ካሬ
2ባነርቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ MEKELLE CITY POLICE OFFICE 0344417695-0344410197 8 ካሬ ባነር ምስ መለጠፊኡካሬ8
3ንመን ትደልዩ ዝብል ባነር ኣብ ተንቀሳቃሲ ታቤላ ዝልጠፍ ባነር ምስ መለጠፊኡቁመት 2 ሜትሮ ጎኒ 1 ሜትሮ ጠቅላላ 2ካሬ ሜትር ነንሕድሕዱ ከይዲ ስራሕን ስራሕ ሓላፍነትን ዝርዝር ዝሓዘ ፅሑፍ ባነር ክፀሓፈልና ሓደ ገፅ ምስ እዝይ ኣተሓሒዝናካሬ2
4ዝተሰቀለ ማማ 28 ካሬ ኮይኑ ብዝተፈላለየ ቀለም ተቀቢኡ ንምፅሓፍ ዝዓበየ ኣካሉ ብብጫ ቀለም ዘቅለም ኮይኑ ዝነኣሰ ከፋሉ ብፃዕዳ ይቅለም)ፖሊስ ትራፊክ ከተማ መቐለ ዝብል ሽም ንካሬ ኣብ ብጫ ቀለም ንምፅሓፍካሬ28

NB ተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ዞባ ፖሊሰ ቤት ፅሕፈት ቀበሌ (11) እንዳሚላው ብምካድ ብሳምፕል ትክክለኛ ምስሊ

ብወካሊ መርኣያ ምርግጋፅ ይክኣል፡፡


ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ከም ኣድላይነቱ ድማ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት ከተሓሕዝ ዝኽእል ፡፡

2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/07/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/07/2016 ዓ/ም 10፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 10፡30 ይኸፈት ፡፡

3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ።

4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ፡፡

5. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡

6. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል "

7. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡

8. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo