ቤት ማዛገጃ ክ/ከ/ሓወልቲ 1/ሓንቲ/ ሞቶር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዘገብኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓወልቲ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ሞቶር ሳይክል

ቤት ማዛገጃ ክ/ከ/ሓወልቲ 1/ሓንቲ/ ሞቶር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዘገብኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ተጫረቲ ከማልእዎ ዘለዎም ሮቓሒታት

1. ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

2. ናይ 2015 ዓ/ም ወይ ድማ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱን

3. ሻት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ናይ መወዳእታ ሻት ሪፖርት ዘቕርቡንእቲ ዝመልእዎ ዋጋ ሻት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ።

4. ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ቲን ናምበርን ከቕርቡ ዝኽእሉ

5. ናይ ጨረታ መኽበሪ 5000/ዓሰርተ ሽሕ/ብር ዋጋ ከትሕዙ ዝኽእሉ/ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይካኣል እዩ ።

6. ተጫረቲ ኣካላት ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ብፓስታ ብምዕሻግ ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎ ኣብ ሓደ ዓብይ

ኢንቨሎፕ ወይ ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም ዘቕርቡ

7. ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት24/06/2016 ዓ/ም ክሳብ 3/08/2016ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ምግዛእ ይካኣል

8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/08/2016 ዓ/ም ናይ ቅድሚ ሰዓት ንጉሆ ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ድማ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለውዎ ይኽፈት

9. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብ ናይ ባዕሎም መጋዓዝን

መራገፍን ናብ ቤት መዛጋጃ ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

10. መክበሪ ዋጋ ፀኒኡ ዝፀንሐለ 15 መዓልትታት ይከውን

11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

12. ኣድራሻና ቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ሓወልቲ ከ/ስ/ት/በጀትን ዕደጋን ንብረት ፋይናንስን 3ይ ደብሪ

13. ናይ ጨረታ መዕፀውን መክፈትን በዓል እንተውዒሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo