ሓላ/ዝተ/መሰ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ካብ 23 መጋቢት 2016ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተሊ 6' (ሽዱሽተ ማዓልቲ) ዝፀንሕ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ስራሕቲ ኣማኻሪ ግልጋሎት ክለሳ ዲዛይን ህንፃ፣ውዕሊ ምሕደራ ህንፃ፣ተቖፃፀሪ ፅሬት ስራሕቲ ህንፃ ቤዝመትን+ግራውንድ+11 ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ሚዘር ሰፈር መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣማኸርቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይዕድም።

መሓዙት ዕቂርን ልቃሕን ሓላ ዝተ ሕ/ስ/ማሕበር

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣማኻሪ ግልጋሎት ክለሳ ዲዛይን ህንፃ፣ውዕሊ ምሕደራ ህንፃ፣ተቖፃፀሪ ፅሬት ስራሕቲ ህንፃ ቤዝመትን+ግራውንድ+11 ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ሚዘር ሰፈር መቐለ ንዘሎ ስራሕ ዝውዕል ግልጋሎት

ሓላ/ዝተ/መሰ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ካብ 23 መጋቢት 2016ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተሊ 6' (ሽዱሽተ ማዓልቲ) ዝፀንሕ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ስራሕቲ ኣማኻሪ ግልጋሎት ክለሳ ዲዛይን ህንፃ፣ውዕሊ ምሕደራ ህንፃ፣ተቖፃፀሪ ፅሬት ስራሕቲ ህንፃ ቤዝመትን+ግራውንድ+11 ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ሚዘር ሰፈር መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣማኸርቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይዕድም።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግብኡ

1. ካብ ዕለት 23/07/2016ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 6+ ማዓልቲ ክሳብ ዕለት 28/07/2016ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ይወዳደሩ።

2. ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና 200.00 ብር/ክልተ ሚኢቲ ብር/ እናኸፈሉ ይውሰዱ።

3. ኣማኻሪ ግልጋሎት ክለሳ ዲዛይን ህንፃ፣ውዕሊ ምሕደራ ህንፃ፣ተቖፃፀሪ ፅሬት ስራሕቲ ህንፃ ብሓፈሻ ኣብዚ ዘርፊ ስራሕ ዝተዋፈረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኣማኻሪ ጥራሕ ሰነድ ጨረታ ይገዝእ።

4. ብኣማኻሪነት ናይ ህንፃ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ዝሰርሐን ልዑል ልምዲ ዘለዎን ክኸውን ኣለዎ።

5. ፋይናንሻል ጨረታ ሰነድን ቴክኒካል ጨረታ ሰነድን ነናይ ባዕሉ ፖስታ ፈልዩ ከቅርብ ይግባእ።

6. በቲ ዘርፊ ደረጃ 3 ን ልዕሊኡን ብኣማኻሪ ግልጋሎት፣ ክለሳ ዲዛይን ህንፃ፣ውዕሊ ምሕደራ ህንፃ፣ተቖፃፀሪ ዕሬት ስራሕቲ ህንፃ ወዘተ ፍቓድ ዘለዎ።

7. ካብ ቢሮ ኮንስትራራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ምስክር ወረቐት ዝተውሃቦ ክኸውን ኣለዎ።

8. ቫት ሰርተፊኬት፣ቲን ቁፅሪን በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ካልኦት ኣገደስቲ ዝበሃሉን ሕጋዊ መረዳእታታት ዘማለአን ዘለዎን

9. ናይ 2016ዓ.ም ፍቓድ ስርሑ ዘሐደሰ ክኸውን ኣለዎ።

10. በቲ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ ኣዋጅን መምርሕን ዝእዝዞ ካብ ወርሒ ጥቕምቲ 2016ዓ.ም ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 2016ዓ.ም ዘሎ ወይ እውን በቢ ወርሑ ቫት ከፍልጥ ንዝግደድ ድማ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016ዓ.ም ቫት ዘፍለጠ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ ክኸውን ኣለዎ።

11. ጨረታ ዕለት 28/07/2016ዓ.ም ሰዓት 9+/ትሽዓተ/ ተዓፅዩ 9:30 ይኽፈት።

12. ጨረታ ኣብ ዝኽፈተሉ እዋን ብወኪሎም ወይ ባዕሎም ኣብ ዝተረኸብሉን ብተወሳኺ እውን ወኪሎም ይኹን ባዕሎም ኣብ ዘይተረኸብሉ እውን ዝኸፈት ምዃኑ።

13. እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ሕብረት ስራ ምኳኑ።

ማሕበር ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው

14. መኽበሪ ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ብመሰረት ውሳነ እቲ ማሕበር ስምምዕነት ዝፍረም ምኳኑ።

15. ካልኦት ኣብዚ ምልክታ ጨረታ ግልፂ ዘይኮኑ ሓበሬታ እንትህልዉ ኣብ ጨረታ ሰነድ ብዝርዝር ምርኣይ ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo