1ይ ዙርያ ለኸ ኤግዚቢሽንን ባዛርን 2007 ኣብ ከተማታት ዓድዋ : ዳንሻ : ሑመራ : ሽራሮ : ሽረ : ኣክሱም : ዓዲግራት : ሓዉዜንን ዉቕሮን ኤግዚቢሽን ባዛርን ከካይድ እዩ ንዝተፈላለየ ስራሕቲ እትዉዕል መኪና ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ::

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ሆስፒታል መቐለ ናይ ሕሙማት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ::

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ጣብያ ጥዕና መቐለ ኣፈዉስ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ሆስፒታል ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንሆስፒታል ዘድልዩ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናነ ብዘርፉ ስራሕ ጅምላ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና መከፋፈሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ሆስፒታል መቐለ ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሕተመት አቕሑት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: በዚ መሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክት ወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ:

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ካዕቲ መስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም : እንዳ ባኖ 2 ወህደት 2 ሽሎም እምኒ 1 ጉያ 1 ስምረት 1 ዓረና 2 ደደረ 1 ታወተ ጀወርግስ 1 ጫሞ 1 ሰላም 1 በጋ 1 ነዊ 1 ጠቅላላ ሓበራዊ ካ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ መኪና ባትሪ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::