ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ካዕቲ መስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም : እንዳ ባኖ 2 ወህደት 2 ሽሎም እምኒ 1 ጉያ 1 ስምረት 1 ዓረና 2 ደደረ 1 ታወተ ጀወርግስ 1 ጫሞ 1 ሰላም 1 በጋ 1 ነዊ 1 ጠቅላላ ሓበራዊ ካ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

ምልክታ  ጨረታ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ግልፂ ጨረታ
ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን  ወ/ቆ /ተምቤን  ካዕቲ  መስተ  ማይ  ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ  ከስርሕ ይደሊ  ስለዚ  አብቲ ጨረታ  ክሳተፉ እትደሊዩ  ሕጋዉያን ተወዳደረቲ  ንክተወዳደሩ  ይዕድም  :  እንዳ ባኖ  2  ወህደት  2   ሽሎም  እምኒ   1  ጉያ  1   ስምረት  1  ዓረና  2  ደደረ  1  ታወተ  ጀወርግስ  1   ጫሞ   1  ሰላም   1  በጋ  1  ነዊ  1   ጠቅላላ  ሓበራዊ  ካዕቲ  መስተ  ማይ  15  ::
1 ኣብቲ ግልፂ  ጨረታ  ዝተጠቐሰ ሞዴል  / specification/  ምስራዝ  ኣይካኣልን::
2 ሕጋዊ  ንግዲ  ፍቓድ  ብናይ ማይ  ተንከፍ  ስራሕቲ ደረጃ 8 ኮይኑ   ደቀቅቲ ምብንቃዕ :  ኣናእሽቲ ጀማሪ ዘለዎን ኮይኑ  አቲ  ተታሓሒዙ ዘሎ  እስፐስፊኬሽን  ብድምር  ኩዒቱ  ክነድቕ    ክገጥምን  ዝኽእልን በቲ  ዝተመልአ ዋጋ  ድማ  ኣብ  ተን  ዝተጠቀሳ  ጣብያታት  ከስርሕ  ዝክእል::
3 እዚ  ግለፂ  ጨረታ  ተጫራታይ  ወይ  ሕጋዊ  ወኪሎም ኣበ  ዘለዎ  ይኽፈት  በቲ  ዝተባሃለ  እዋንን  ቦታን  እንድሕር ዘይተረኺቡ  ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ  ወኪላቶመ  ኣብ  ዘይለዉሉ  ዝኽፈት  ምኻኑ::
4 ንሐደ ደኩመንተ  ዘይምለሰ  ብረ  100  ሓደ ሚኢቲ  ከፊሉ  እቲ  ጨረታ  ሰነድ  ካብ  ቤ/ ፅሕፈትና  እቶት ኤጀንሲ  ወረዳ   ቆላ ተምቤን ክፍሊት   ብምክፋል  ካብ  ቤት  ፅሕፈት  ትልምን  ፋይናንስን  ወረዳ  ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ  ዝቐረበሉ  ዋጋ  ብምምላአ  እቲ  ሰነድ ዝሽወጠሉ  እዋን  ካብ ዕለት  01 /05 /2007 ዓ/ም  ክሳብ  22 /05/ 2007 ዓ/ም  ኮይኑ  ዋንኡን  ኮፒኡነ  ብ ሰምዒ  ወይ  ዝጠንከረ መጣበቂ  ተዓሺጉ  ብዝተዓሸገ  ኢንቨሎፕ  ክልተ  ኮፒ ሓደ   ኦርጅናል  ብምምፃእ  ነዚ  ተባሂሉ  ዝተዳለወ  ናይ  ጨረታ ሳፁን  ምእታዉ  ይከኣል:: 
5  ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ   ዕለት  22 /05/ 2007 ዓ/ም  ሰዓት  8:30  ኮይኑ  በዚ  ዐለት  ሰዓት  8:45  ደማ  ተጫረትቲ  ወይ  ድማ  ሕጋዊ ወኪላቶመ  ኣበ ዘለዉሉ  ይኽፈት መክፈቲ  ቦታ  ኣብ  ቤት  ፅሕፈት  ትልምን  ፋይናንስን  ወረዳ ቆላ ተምቤን::
6 ተጫረትቲ  ቅድሚ ጨረታ  ኽፋቱ  መኽበሪ  ጨረታ ዝኽዉን ብረ  5000/ ሓሙሽተ ሽሕ  ብ CPO  ወይ  ብዝተረጋገፀ   ቸክ  ከትሕዝ   አለዎ::
7 እቲ ግለፂ ጨረታ  ናይ በዓለ   ዋና  ማህተምን  ፊርማነ  ክህልዎ  አለዎ::
8 እዚ  ግልፂ ጨረታ  ቤ/ፅ  ዝሓሸ  መማረፂ  እንተረኪቡ  ብሙሉአ  ይኹን  ብክፋል  ናይ  ምስራዘ  መሰሉ   ዝተሐለወ  እዩ::
9 እዚ ግልፂ  ጨረታ  አዚ  ከም  ሕጋዊ  ዉዕሊ የገልግል:;
10 ናይ  2006 ዓ/ም  ሙሉእ  ግብሪ  ዝከፈለ  ወይ  2007 ዓ/ም  ንግዲ  ፍቓድ ዘሐደሰነ:;
11 ናይ ግብሪ ከፈልቲ  መለለይ ቁፅሪ  /ቲን ካርድ /  ዘለዎነ  ናይ መቅረባይነት  መረዳአታ  ከቕርብ  ዝኽእልን ቫተ  ዝተመዝገበን  እዋናዊ  ዲክለረሽነ  መረዳአታ   ከቕርብ  ዝኽእል::
     ቆላተምቤን
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ        0344460052

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo