ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ መኪና ባትሪ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

ማሕበር ረዲኤት ትግራይ

ናይ   ጨረታ   ምልክታ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ  መኪና  ባትሪ ብጨረታ  አወዳዲራ  ክትገዝእ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::
1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫራቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 613 / 30.00 / ቅረሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይክእሉ::
2 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሴርቲፍኬትን ናይ ወርሓዊ ዲክለር ናይ ታክሲ ከፋልነት ቲን ዝተመዝገበኩም ምካንኩም መረጋገፂ ክተቅርቡ ይግባዕ ፎቶ ኮፒን ኦርጅናልን ከቅርቡ አለዎም::
3 ተጫረቲ ካብ ዘቅረብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% /ክለተ ካብ ሚኢቲ/ ናይ ጨረታ ውሕስና መከበሪ /ቢድ ቦንድ /ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም ጥረ ገነዘብ ምትሓዝ አይፍቀድን::
4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/05/2007 ዓ/ም ሰዓት ሓሙሸት /5:00 / ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ አብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ኸቅርቡ ይክእሉ::
5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 26/05/2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 አበ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝርከብሉ እዩ::
6  አቲ  ዝተቁሃበ  በዝሒ  ገፅ  ናይ ጨረታ  ሰነድ  ገንፂልካ  ምትራፍ  ኣይፍቀድን  እቲ  ዝመላዕኩምዎ   ጨረታ  ሰነድ  ቁብል   ከምዘይንገብሮ  ነፍልጥ::
7 ሕድሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ክሕልዎ  አለዎ ከምኡ  ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ  ዝተማልዕዎ  ዋጋ  ስርዝ ድልዝ ዘለዎ  እንተኮይኑ ተቀባልነት  የብሉን::
8 አቲ ድርጅት ዝሓሸ አማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo