1ይ ዙርያ ለኸ ኤግዚቢሽንን ባዛርን 2007 ኣብ ከተማታት ዓድዋ : ዳንሻ : ሑመራ : ሽራሮ : ሽረ : ኣክሱም : ዓዲግራት : ሓዉዜንን ዉቕሮን ኤግዚቢሽን ባዛርን ከካይድ እዩ ንዝተፈላለየ ስራሕቲ እትዉዕል መኪና ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ::

ቤት ምክሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን ትግራይ

ምልክታ ጨረታ

1 ዙርያ ለኸ ኤግዚቢሽንን ባዛርን 2007 ኣብ ከተማታት ዓድዋ : ዳንሻ : ሑመራ : ሽራሮ : ሽረ : ኣክሱም : ዓዲግራት : ሓዉዜንን ዉቕሮን ኤግዚቢሽን ባዛርን ከካይድ እዩ ንዝተፈላለየ ስራሕቲ እትዉዕል መኪና ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  1. መኪና ዓይነት ሚኒባስ ደረጃ 2

  2. መፅዓኒ ዘለዋ (ፖርቶ መጋላ)

  3. ናይ ሹፌረ አበል ባዕሉ ዝኽእል

  4. ጌጅ ዘለዋ

  5. ቴፕ ዘለዋ

  6. ን 60 መዓልቲ ክራይ ዝፀንሕ

  7. ነዳጅ ካብ ድርጅትና

ዘድሊዩ ረቆሒታት

1 ናይ ህዝቢ መጎዓዝያ ወይ ድማ መኪና ኪራይ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

2 ዓመታዊ ስራሕ ግብሪ ዝኸፈለኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

3 ብመንግስቲ ዝወፀ ሓዱሽ ናይ ንግዲ ፍቓድ ኣዋሽ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ዝገበርኹም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ መዓልቲ 25 /05/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ቅድሚ ቀትሪ እንትኾን ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ 25 /05/ 2007 ዓ/ም ሰዓተ 900 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ኣበ ዝተረኸብሉ ሕጋዊ ወኪሎመ ኣብ ዝተረኸብሉ እንተዘይከይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ድማ ወኪላቶም ኣበ ዘይብሉ እቲ ጨረታ ክኽፈት ይኽእል እዩ::

5 መኽበሪ ጨረታ ( Bid Bond) ካብቲ ዘቀረብኽምዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ክተቅርቡ አለኩም እቲ መኽበሪ ጨረታ 2 % ዘየቅረቡ ተጫረትቲ ብቀጥታ ካበቲ ጨረታ ይስረዙ

6 እዚ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ብሕጊ ዝተሓለወ እዩ

7 ስለዚ ተጫረቲ ናይ መኪና ኪራይ ንመዓልቲ ዘካርየሉ ዋጋን ኣድላይ መረዳእትኦምን ብዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ቀበሌ 17 ጥቓ አክሱም ኣክሱም ሆቴል ኣብ ዝርከብ ኮንደሚኒየም ህንፃ ታሕታይ ደብሪ ክተቕርቡ ንዕድም


 


 


 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo