ሆስፒታል ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንሆስፒታል ዘድልዩ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናነ ብዘርፉ ስራሕ ጅምላ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና መከፋፈሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ሆስፒታል ኮረም

ምልክታ ጨረታ

ሆስፒታል ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንሆስፒታል ዘድልዩ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናነ ብዘርፉ ስራሕ ጅምላ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና መከፋፈሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: በዚ መሰረት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቁሓ

  1. በቲ ዘፈር ስራሕ ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2007 ዓ/ም ዝሐደሱ::

  2. በቲ ዘፈር ስራሕ ዝመዘገበሉ ቲነ ናምበር ከቅርብ ዝክእሉ::

  3. ናይ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ሰርትፊኬት ዘለዎን ከቅርብ ዝክእሉ::

  4. ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ሰርትፊኬት ዘለዎን ከቅርብ ዝኽእል::

  5. እቲ ሰነድ ጨረታ ብሐደ ኦርጅናልን በዘተአሸገ ሰምዒ ፖስታ ከቅርብ ዝኽእልን::

  6. ጨረታ ኣሸናፊ ዝኮነ ኣካል ዉዕሊ ከኣስር ዝክእል::

  7. መክበሪ ተጫረቲ ብር 3000.00 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል :;

  8. እቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 13/ 05 /2007 ዓ/ም ክሳብ 25/ 05/ 2007 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4:00 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካአል እቲ ጨረታ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 5:00 ተጫረቲ/ ሕጋዊ ወከልቶም አብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

  9. መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብረ 20.00 ብኽምፋል ምዉሳደ ይከኣል:;

  10. ኩሎም መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ኣቀዲሞም እንተኣቅሪቦም ሰነድ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለትን ሰዓትነ ብምለጣፈን ብምድዋልን ዝግለፅ ኮይኑ ኣብ መቐለ ከተማ ማሕበራት ንግዲ ቤት ምክሪ ይኽፈት::

  11. ተጫረቲ ወይ ተወከልቶመ በዘይምረካቦም ዘይኽፈተ ሰነደ ጨረታ አይህልዉን::

  12. ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ኣሸናፊ ምኻኑ ምስፈለጠ ንዘሸነፎ ዓይነት መድሓኒተ ናዉቲ ሕክምናነ ኣብ ዉሽጢ 4 መዓልቲ ከረክብ ዝክእል::

  13. ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ተወሳኪ ሓበሬታ 0914 75 12 09 /0914091392


 


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo