ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ አቁሑትን መሳርሕን ቆፀርትን : ሞተር ሳይክልን : ሳይከልን ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ

ምልክታ ጭረታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ አቁሑትን መሳርሕን ቆፀርትን : ሞተር ሳይክልን : ሳይከልን ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዝቅርበ

2 ቫት ዝተመዝገበን ቲን ካርድ ግበሪ ክፍሊትን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ ::

3 ተጫረቲ ናይ ዝተጫረቱዎ ዝርዝር አቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2ተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ተዓሺጉ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::

4 ተጫረቲ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ንብረት 6000 ብር ዉዕሊ መክበሪ ወይ ብባንክ ዝተመስከረሉ CPO ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል::

5 ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ዝተገለፀ ናዉቲ አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ከተማ ዉቅሮ ማይ ግልጋሎት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣጋዓዒዙ ከቅርብ ዝክእል ::

6 ናይ ሕድሕድ ንብረት ዋጋ ዝርዝር ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 16/3/ 07 ክሳብ ዕለት 02 /4 /07 ሰዓት 2:30 አበ ዕዳጋ ፋይናንስን ንበረት ምምር ቁ .10 ዘይምለስ 100 ብር /ሓደ ሚኢቲ ብር / ጨረታ ሰነድ ብምግዛእ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ዘእቱ ::

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ልክዕ ሰዓት 3:00 ይዕሸግ ::

8 እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 02 /04 /07 ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል አብ ዘለዉሉ ይኽፈት::

9 ቤት ፅሐፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::

ተወሳኪ ሓበሬታ 34 44 43 00 53 / 09 14 78 35

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo