ማ/ም/ሕ /አበርገለ አብ 2007 ዓመት ንዝተፈላለዩ ንምርምር ዘገልገሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ዝተፈላለዩ ናይ ምርምር መሳርሔታት : ናይ እንስሳ መድሓኒት ፀረ- ባልዕ ከሚካልን : ናይ ላብራቶሪ መሳርሕታት : ናይ እንስሳ ቀለብ : ዝተፈላለዩ ናዉትን መሳርሕን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት : ዝተፈላለዩ ፅ/መሳርሕ : ፅሬት መሳርሒ : ሕትመትን :

ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣበርገለ

ማ/ም/ሕ /አበርገለ አብ 2007 ዓመት ንዝተፈላለዩ ንምርምር ዘገልገሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ዝተፈላለዩ ናይ ምርምር መሳርሔታት : ናይ እንስሳ መድሓኒት ፀረ- ባልዕ ከሚካልን : ናይ ላብራቶሪ መሳርሕታት : ናይ እንስሳ ቀለብ : ዝተፈላለዩ ናዉትን መሳርሕን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት : ዝተፈላለዩ ፅ/መሳርሕ : ፅሬት መሳርሒ : ሕትመትን : ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቑሑትን ጎማን ካላማደርያን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

 

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ኣብ 2007 ዓ/ም ዘሐደስኩም::

  2. እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::

  3. ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ / ቫት/ ኮይኖም ናይ ወርሒ መስከረም አታዊ ዝገበረሉ ዋንኡ ምስ ሐደ ኮፐ ከቅርብ:: ዝክእል::

  4. ናይ መቅርባይነት መለለይ ካርር ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::

  5. ናይ ግብሪ ኸፋላይ መለለይ ካርድ ( Tin) ዘለኩም::

  6. ንጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድን ንምርምር ዘገልግሉ ህንፃ መሳርሒ: ዝተፈላለዩ ናይ ምርምር መሳርሒታት: ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት : ዝተፈላለዩ ፅ/መሳርሒ ንሕድሕዶም ብር 2000 : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ፀረ ባልዕ ከሚካልን ናይ ላብራቶሪ መሳርሒታት : ቀለብ እንስሳን ንሕድሕዶም ብር 3000 ከትሕዝ ዝክእልን ንዝተፈላለዩ ናዉቲ ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ሕትመትን ግን ንምክብሪ ጨረታ ቢድቦን ንክትሕዙ አይግደዱን::

  7. ሰነድ ጨረታ ንሐደ ደኩመንት ዘይምለስ 2000 ብር ብምክፋል ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 04 ብምግዛእ ክትወስዱ ትክእሉ::

  8. ሰነድ ጨረታ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቐሱ አድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጂናልን ነንብይኑ አብ ፖስታ ብምዕሻግ አብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ፊርማን ብምፅሓፍ አብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ንከትኣእትዉን ንክትወዳደሩን እናተሓሳሰብና::

  9. ምልክታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 19 /03/ 07 ዓ/ም ክሳብ 08/ 04/ 07 ዓ/ም::

  10. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 09 /04 /07 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ::

  11. ሳንዱቅ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 09 /04 /07 ዓ/ም ሰዓት 430 ናይ ንጉሆ::

  12. እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ ይኩን እምብር ተጫረቲ ጨረታ አብ ዝኽፈተሉ ጊዜ እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይተአጎጎለን::

  13. ጨረታ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ዉዕሊ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ሚኢታወ ብሽም ማእከል ምርምር ሕረሻ አበርገለ CPO ዘትሕዝን ::

  14. ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ ተወዳዳራይ ነቲ ዉዕሊ ካብ ዝአስር ዕለት ጀሚሩ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናይ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ከቕርብ ዝኽእል::

  15. እቲ ቢሮ ካብቲ ዝተዘርዘረ መጠን ንብረት ክሳብ 20 ሚኢታዊ ናብ ምዉሳክን ምቕናስን መሰል አለዎ::

  16. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅርታት ስለኪ 0348460086 አበርገለ ወይ 0344409701 ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብምድዋል ይሕተቱ::


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo