ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ አባላት ድምቢ ክዳንን ዝተፈላለዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

ግልፂ ጨረታ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ አባላት ድምቢ ክዳንን ዝተፈላለዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ

ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ተመዝጋቢ ዝኾነ ወረሓዊ ድክለር ዝገብርን መረዳእታ ምቅራብ ዝኽእል::

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልሉ መረዳአታ ከቕርብ ዝክእሉ::

3 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎትን ወሃባይነት ፈቅድ ከቕርብ ዝክእሉ::

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ /Tin no/ ቑፅሪ ዘለዎም::

5 ጨረታ መኽበሪ

ንደንቢ ክዳን 3000.00 /ሰለስተ ሚኢቲ ሽሕ ብር/

ንወታሃደራዊ ጫማ ብር 20000.00 /ዒስራ ሽሕ ብር/

ንሬንጀር ክዳን ብር 50000.00 /ሓምሳ ሽሕ ብር/

ንሙዚቃ መሳርሒ ብር 50000.00 /ሓምሳ ሽሕ ብር/ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል::

6 ተወዳደረቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ምእሳር ዝክእል::

7 ኣሸናፊ ተወዳደረቲ ዝሰዓረዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 6ተ ወርሒ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያ አብ ኮምሺን ፖሊስ ከቅርቡ ዝክእሉ::

8 ተወዳደረቲ አብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ሙሉእ አድራሻ ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝክእሉ::

9 ተወዳደረቲ ንሕድሕድ ሰነድ 100 ብር ብምክፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 16/ 03 /2007 ዓ/ም - 30/03/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቐትሪ አብ መ/ቤ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኸእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::

9 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሚሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

10 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎም ወይከዓ ብኣካል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 208 ቐሪቦም ምሕታት ይከአል::


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo