ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሓ ክተማልኡን ክትወዳደሩን ይዕድም

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤለክትሮኒክስ ፣ፈርኒቸርን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ ኤስኤልኤም ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉቲ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ መካዝን ኣቁሑ(Scooping Materials & Bench) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ(Electronics Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ማለት እዉን ግልጋሎት ካፍቴርያ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ላስቲክ ገመድ ፣ፀባ መድሐዚ፣ ናዉቲ ግልጋሎት መራብሒ ዓሳ፣ ናዉቲ ግልጋሎት መራብሒ ንህቢ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም አብቲ ወረዳ ንዝሳለጡ መሰረት ልምዓት መሳለጢ ዝዉዕል ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ እንትጮ ስሚንቶ ከጓዓዕዝ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ሰብ ደረቅ ፅዕነት መካይን ንክትጫረቱ ንዕድም

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ሕ/ገ/ልምዓትን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ