ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋ/ኢ/ልምዓት ወረዳ ቆላ ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓም ቁርፅራፅ ዘርኢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንአላማጣ ህንፃ ዝከዉን Wood door ን plastic tall ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ብተከታታሊ ን 6 ኣዋርሕ ዝፀንሓ 8 ሰባት ዝሕዛ 6ተ ሃርድቶፓት መካይን ኣብ ዝተፈላለየ ሆስፒታላት ግልጋሎት ዝህባ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ዝተናወሐ ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገበረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ካምፒንግ ኣቁሑ(comping Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ዓራትን ፍራሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ኤጀንንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክለል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ክስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ንዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ንበጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዘገልግል ጎማ ፣ ካላማደሪያ ናይ መኪና ወንበር መሸፈኒን ጨርቂን ሙቐት መካላኸሊን ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትረኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ