ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ ኤስኤልኤም ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ

ስለዚ ዝስዕቡ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
  2. መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን
  3. ኣብ ናይ መንግስት  ግዚኢት ምስታፍ ዝተዉሃቦ ዝትሓደሰ ሕጋዊ መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን
  4. መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  5. ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን መረዳእታ ዘቅርብን
  6. ናይ ወርሒ ሕዳር 2008 ዓም ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ
  7. ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት እንድሕር አማሊኦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ አይተኣጋጎልን
  8. ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  9. ጨረታ  ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 12ጥሪ 2008 ዓም  ክሳብ 26 ጥሪ 2008 ዓም ሰዓት 12፡ 00 ናይ መሸት ይከዉን
  10. እቲ ጨረታ 27 ጥሪ 2008 ዓም ሰዓት 3 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3፡ 30 ይክፈት
  11. ተወዳደርቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማን ብዝምልከቶ ኣካል ክዓርፎ ኣለዎ
  12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 15 ተከታተልቲ መዓልትታት ይከዉን
  13. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0344880183 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo