ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤለክትሮኒክስ ፣ፈርኒቸርን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  1.  ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ዝኮነን ሒሳብ ዘፍለጠን
  2.  ሰነድ ጨረታ ካብ  ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 19/05/2008 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካአል
  3.  ናይ ጨረታ መኽበሪ ንኤለክትሮኒክስ 5000  ቅርሺ፣ ንናዉቲ ቢሮ ወይድማ ፈርኒቸር 5000 ፣ንመሳርሒ ፅሕፈት 300 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል
  4.  ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/06/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30  ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
  5.  ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::
  6. ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411795 /0344411794 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::

ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo