ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ጎማን ንዓበይቲ መኪና ፅገና ን 2010 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገለ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2010 በጀት ዓመት 1ይዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብምድብ መቂሉ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ናይ ዝተፈላለዮ ግልጋሎት አወዳዲሩ ንዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ቀዳማይ ዙር ዝተፈላለዩ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማ: ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት: ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍን አቁሑት :ናይ መኪና ፅገና አገልግሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን: ኣቁሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት :መለዋወጢ አቁሕት ሞተር ሳይክል :ናይ መኪና ጉልበት ዋጋ: ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ን 2009 ዓ ∙ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ግልጋሎት ፀገና ቀለለቲን ማእከሎት መካይ :በዓልሞያ ፅገና ሞተር ሳይክል: ናይ ደረቅ ፅዕነት ግልጋሎት ስራሕቲ ፣ግልጋሎተ ኦፊስ ኣዉቶሜሽን ፅገና ስራሕቲ: ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት: ናይ ባኒ መቅረቢ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ናይ ሓደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ

ካብዚ ስዒብና እንገልፆም አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ኣቑሑትን ፅገናን ክተወዳድር ስለዝደለየት