ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ናይ ዓባይ ኢነትረ መኪና ጋራጅ / ናይ ኢድ ሞያ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፤

ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰዓት 11:30 ይዕሸግ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-591505/0914-845937/0948-536208 ምድዋል ይከኣል፤   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo