ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ናይ ጋራጅ ግልጋሎት ካብ ሕጋውያን ወነንቲ ጋራጅ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ክሳብ 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 6:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599925 ምድዋል ይከኣል፤ 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo