ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ናይ መኪና ፅገና : ግልጋሎት (ጋራጅ)አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ

ናይ 2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ናይ ሴክተራት መኪና መፀገኒ ገራዥ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ፅገና ጋራዥ ሞተር ሳይክል ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክፅግንን ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ኣገልግሎት ዝኸውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ ህንፃ ፅሬትን ኣቑሑት፣ኣቕሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ሕትመት፣ ጋራዥ ተሽከርከርቲ ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ።

ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሞያን ዓድዋን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ን ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ መሳርሒ ህንፃ፣ናይ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ኣቑሑት አውቶሞቲቭ፣ መሰርሒ ፅሕፈት፣አቑሑት ፅሬት፣ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን፣ ኮስትራክሽን ተንከፍ ዓመታዊ ናይ መኪና ጋራዥ ፅገናን ናይ ስራሕ ዋጋን ከምኡ እውን መቀያየሪ ኣቑሑት መኪናን ዝተፈላለየ ቅርፂ ዘለዎ ኮብልስቶን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንተሽከርከርቲ መፀገኒ ጋራዥ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅገና ዓበይቲ መካይን ፅገና አናእሽተይ መካይን ምቅራብ አቁሑት ፅሬት ናይ ካፍቴርያ ግልጋሎት ምሃብ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሓደ ፅሕፈት መሳርሒ :ሎት ክልተ ፅሬት መሳርሒ: ሎት ሰለስተ ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት አርባዕተ ናይ አናእሽተይ መካይን ፅገና ገራጅ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ዘፈር ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝህባ መካይን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም መደበኛ ዓመታዊ ናይ መኪና ፅገና ከካይድ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ክገዝእን ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓመት ዝተፈላለዩ አገልግሎት ንምርካብ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ምሰዓራይ ትካል ትዉዕሊ ንክኣስር ብምድብ ሐደ ናይ ዓበይትን ኣናእሸተይን ፅገናን ሰርቪስን : ክልተ ናይ ሻራ ባናር ስራሕቲን ዝህብ ትካል ከወዳድር ብክብሪ ይዕድም