ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ናይ መኪና ጎማን ፈልትሮን : ናይ መኪና ፅገና (ጋራጅ)አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዝመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ ወርሒ ሕዳር/2011ዓ/ምቫት ዲክላሬሽን  ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዝመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብ ናይ መኪና ፅገና ግልጋሎት ዝሳተፉ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ዝፍለጥ ነተን ዘለዋን ኮይኑ ዝተረኸበ መቕረባይ ክሳብ አቲ ብቅዓት መረጋገፂ ዘሐደሰሉ እዋን ውዕሊ ዝኣስርን ከምመካይን ምሉእ ፅገና ንምክያድ መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዝተውሃቦን ኦርጂናልን ኮፒን ዘቅርብን ብሰብ ሞያ ዝተረጋገፀ ይከውን፤

6 ኣብ ናይ መኪና ፅገና አገልገሎት ጋራጅ ዝሳተፉ ተወዳደርቲ ብኮንስትራክሽን ብመንገድን መጎዓዝያን ሳልሳይ ደረጃን ልዕሊኡን ዝተዉሃቦምን ዝተሓደሰ ሰርቲፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉን ክኮኑ ይግባእ

7 ናይ መወዳደሪ ዶክሜንት ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ፣ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

8 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ጨረታ ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት አንድስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ዓብይ ንግዲ ባንኪ ሞሞና ህንፃ 8ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ ዕለት 15/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 30/05/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ 50.00 እናከፈልኩም ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ይዕድም

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መከበሪ ሰነድ ጨረታ ብር 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ጥራሕ ብሽም ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ብሲፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ወይ ብጥረገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል፤

10 እቲ ጨረታ ዕለት 30/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት አንድስትሪ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 804 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን ኣብ ዘይተረከብሉ ይክፈት።

11 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342-417506 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo