ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ንመበል 14 ጊዜ ብደረጃ ሃገር ንዝበዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ኣብቲ በዓል ተሳተፍቲ መጓዓዝያ ዝኸዉን 60 ሰብ ትሕዝ 1 ኣዉቶብስ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ናሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮብልስቶን ካብ እንደርታ ጣብያን ናብ ኮረም ቴ/ሞ/ኮሌጅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ

ሃገር ለከ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ኣይሱዚ ተሽከርከርቲ መካይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ወረዳ ጣቢያ ኣዳመይቲ ቁሸት ሰላሞ ንዝኳዓት ዓሟቅ ጉድጎድ መስተ ማይ ከምእዉን ኣብ ጣብያ ዓዲ ኣዉዓላ ንዝስራሕ ማይ ንምጉላባት ስራሕቲ ንደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ፣ ኣብ ወረደኡ ዝርከባ ማእከለዎት ተሽከርከርቲ መካይን ፅገና፣ ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑ ኮምፒታርን ፣ ናይ ደረቕ ፅዕነት መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ማይ ቦጣት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ናይ ኣብ ዝተመረፃ 9ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክሌሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባበርቲ ግልጋሎት ትዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንሕብር

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት እትህብ ንግሪነሪ ማይ ብቦጥ ምቅራብ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቓሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ 2 ናይ ፎቶ ኮፒ ኦፒሲ ኣቅሓ 3 ማይ ብቦጥ ምቕራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 52ን ወረዳታት ኣብ ኣስፋልትን ፀፀርን መንገዲ ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ሱፐርቪዥን መግበሪ ኣብ ፅቡቕ ደረጃ ዝርከባ ዮዮታ ዳብል ካፕ ከከም ኩነታቱ ዝናዋሕ ን6ተ ወርሒ ዝፀንሕ ዉዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ክተኣስር ትደሊ

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ/ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም