ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጋዕዝ ይደሊ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 ተወዳደርቲ  ብዝኮነ ዓይነት መኪና ናይ ደረቅ መዓዓዝያ ከጋዕዝ ዝክእል በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ሊብረ ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም እስካብ 02/04/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 02/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ መኸበሪ ብር 5000 ከትሕዝ ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo