ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ሰለስተ 03 ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ካብ 12-15 መዓልታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት መፅናዕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/03/2012ክሳብ 01/04/2012ሰዓት 6፡ 00 ይፀንሕ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 01/04/2012ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo