ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ ዳህሰሳ ከካይድ ስለዝደለየ 5ን ልዕሊኡን ሰብ ዝሕዛ ደረጀአን ዝሓለዋ ዘለወን ናይ ፊልድ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ 29/03/2012ዓ/ም ክሳብ 01/04/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ሰነድ መሊኡ ናብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጄንሲ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 01/04/2012 ድ/ሰዓት 09፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 09፡30 ይክፈት

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo