ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ኩለን ወረዳታት ከተማታትን እስካብ ቁሸታት ዳህሳስ መፅናዕቲ ማኑፋክቸሪንግ ንምክያድ ስለዝደለየ ነቶም ሰብ ሞያ ግልጋሎት ዝህባ ናይ ወፍሪ መካይን ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ

1 ብናይ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኪራይ መኪና  ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይ ሰርቲፊኬት ቲን፣ቫት ዝተመዝገበን ናይ ጥቅምቲ ዲክሌር ዝገበረ

2 መከበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ሽሕ ብዝኮነ ንግዲ ባንኪ ብሲፒኦ ዝተረጋፀ ቼክ ወይ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ cpo ከቅርብ ዝክእል  25.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፡፡

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 25/03/2011ዓ/ም ክሳብ 09/04/2012ዓ/ም 9:00 ድ.ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ወከልቶም ይከውን :: እዙይ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ አዋን ምክፋት ጨረታ ኣብ ሳንዱቅ ዘኣተወ ፖስታ ከይተከፈተ ዝምለስ የለን::

4 እቲ ጨረታ ካብ ዝክፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን45 መዓልቲ ይከውን::

5 ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓደ ሓቂ ፊት ንፊት ቤት ትምህርቲ ካቶሊክ እንዳ ባ ገ/ሚካኤል ዝርከብ ህንፃ ኣብ 1ይ ደብሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳርን እዩ::

6 እቲ ኤጀንሲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-403254 ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo