ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለን ቤት ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ም/ምትግባርን ሰፈር ልምዓት ፕላንን ቆፀራ ሃፍቲ መሬትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሚኒባስ ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 03/04/2012 ክሳብ 08/04/2012 ሰዓት 3፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲንቁፅሪ መረዳእታ ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስን ፣ ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/04/2012 ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo