ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ዩኒፎርም ሰራሕተኛታት ደቂ ተባዕትዮ/ሙሉእ ጁባን ስረን ምስገበሩ/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት 2011 በጀት ዓመት ካብ ዘለና መደበኛ ሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ኣወቶሞቲቭ መሳርሒ ፣ ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ፣ ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሎት 4 ኤሌክትሪክ፣ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 6 ፕላምፒንግ ፣ ሎት 7 ጨርቃ ጨርቂ፣ ሎት 8 ሕትመት ኣብ 8ተ ሎት መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

መቐለ ዓይነ ስውራን ሓዳሪ ቤት ት/ቲ 2011ዓ/ም ናይ ተምሃሮ ክዳን ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ ክልል/መ/ትግራይ ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣብያተ ህንፀት ዝተፈላለዩ ንብረት መሰልጠኒ ዝከውን ኣቅሐት ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባንዴራን ናይ ሕትመት ናይ ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምቅራብን ምስፋይን እዚ ማለት ናይ ሰብ ሞያ ሓካይምን ካርዲ ክፍሊ ናይ ላብራቶሪ ወ.ዘ.ተ በቢ ባዕሎም ዓይነት ኣዳሊዩ ከቅርብ ስለዝደለና

ንኤጀሲና መራከቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባንዴራ፣ ሕትመት፣ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግን ከሐትምን ይደሊ፤

ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጨርቃ ጨርቅን ኣልባሳትን ባንዴራታትን ስፖርት ዕጥቅን ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ቀዋሚ ንብረት ፣ደንቢ ክዳን ኬብሊንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝተፈላለዩ ቆዳ ጫማን ሸሚዝን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።