ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንአገልግሎት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝተፈላላዩ ቐወምትን ሃለቅትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቑሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ጨርቃ መርቂ ፣ኣቑሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን በቢዘፈር ንግዲ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ግብሪ ዝኸፈሉን መለለይ ቁፅሪ ተመዝጋቢነት ዘለዎም፤

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 5 ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናኸፈሉ ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል።

3 ኣብ ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኾኑን ናይ ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ኣቑሑት መሳርሒ ህንፃ(5000.00) ቅርሺ ፣ኣቑሑት ኤሌክትሪክ፣ኣቑሑት ኤለክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ጨርቃ ጨርቂ ፣ኣቑሑት መሳርሒ ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርቲ መሳርሒ ፅሕፈትን ድማ 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከቅርብ ዝኽእል

5 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 07/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዋናን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ነብሲ ወከፍ ገፅ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣታዊ ይግበር።

6 በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:00 ምስኾነ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 3:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

7 ተጫራታይ ካብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓትን እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተኣጓገልን።

8 እቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ን15 ተኸታተልቲ መዓልቲታት ይኸውን።

9 እቲ ጨረታ ሰዓርቲ ምዃንኩም ምስተገለፀ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታተልቲ መዓልቲታት ቅሬታ ምቅራብ ይከኣል።

10 ኣብ ተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ጠቅሊሎም ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም።

11 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0347-753134 ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo