ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ 1ይ ስሩዕን ናይ ስእልን 2ይ ስፖንጂ ፍራንሽን፣ ኣብ 2ይ ፍርቂ ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

ኣብቲ ጨረታ ክካፈል ዝደሊ ኣቕራቢ ከማልኦ ዝግባእ ሮቑሒታት

1 ምስቲ ዘቅርቦ ኣቅሑ ተዛማድነት ዘለዎን ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድን መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ከቕርብ ዝኽእል::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን::

3 ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ንሕድሕድ 2,000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብናይ ኢትዩያ ብሄራዊ ባንክ እዉቅና ዝተዉሃቦ ባንክታት ስፒኦ ምቕራብ ዝኽእል ወይ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ::

4 አሸናፊ ምኻኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ዘሸነፈሉ ንብረት ዋጋ 10% ዉዕሊ መኽበሪ ዉዕሊ መክበሪ ጨረታ ወይድማ ስፒኦ ከትሕዝ ከትሕዝ ዝኽእል ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ዝኣስር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ዘረክብ፤

5 ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ ዕለት 03/08/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/08/2011 ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ናብቲ ንጨረታ ሳንዱቅ ዝተዳለወ ኣታዊ ክገብር አለዎ::

6 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 24/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት፤

7 ኣብ መንግስታዊ ቤት ዕዮ ኣብ ዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ ኣብ ናይ ኣቅሑትን ግልጋሎትን መቅረብቲ ምዃኖም ዘረጋግፅ መለለይ ካርዲ ዘለዎ ኮፒ ገይሮም ከተሓሕዙ ኣለዎም፡፡

8 ጨረታ እንትክፈት ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪላት ክርከቡ ንዕድም::

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋክል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 ካብቲ ዝሰዓረ ንብረት 20 ሚኢታዊ ክውስክን ክቅንስን ይክእል እዩ፡፡

11 ኣብ ዘቅረበ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርዝር ዝሓዘ ስርዝ ድልዘ ኣይፍቀድን፣ ሓበሬታ እንተሃልይዎም ኣብ መብርሂ ይሓቡርሉና፡፡

መተሓሳሰቢ

ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝርከበሉ ቦታ ጥቃ ፎቶ ደስታን ጥዕና ጣብያን መቐለ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-419467 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo