ብድጋሜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣቦጄድድ ብፕሮፎርማ አወዳዲር ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 ፕሮፎርማ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400222 /400451/ 410219/ 403110/ 400201 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo