ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ዘለዎ ቦርሳ /ናይ ላፕቶፕን ናይ ገንዘብን ቦርሳ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዞም ኣብ ታሕቲ ዘለው ናይ መኪና ጨርቃ ጨርቂ/ዲኮር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ጨርቃ ጨርቅን ፍርናሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብ ዋይ ዝተረከበ በጀት ንደቂ ኣንስትዮ ኣገልግሎት ዝውዕል ተመሊሱ ዝሕፀብ ሰሌፓድ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመሐብሐቢ ማእከል ደቂ ኣንስትዮ መሰልጠኒ ዝውዕል ናይ ቅድን ስፌት ክዳንን ማሽን ተዛመድቲ መሰልጠኒ ናውቲን ብግልፂ ጨረታ ክትዕድግ ስለዝደለየት፤

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ካሜራ ባትሪን ባይንደርን፣ ኣንሶላን ኮበርታን ናይ ኤመሓት ሎጎ ዘለዎም ካልኦት ጃኬታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ን3ይ ዙር መናእሰይ ናይ ስልጠና ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዘለና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት፣ ናይ ኤሌክትሪክ፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን፣ ኮስሜቲክስ፣ ጨርቃ ጨርቅን፣ ፈርኒቸርን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎ፣ ምግቢ ኣቅሑት፣ ምርባሕ ደርሆ፣ ምህጣር ከፍቲ መሳርሕታትን ፣ ናይ ጎማ ካለማደሪያን ናይ ሞዴል ል1HZ /ኣንቡላንስ/፣ ሞዴል ZN-1033UBX፣ ሞዴል 682-N3 ኢነትረ መኪና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣገልግሎት ዓራት ዝውዕሉ ፍርናሽ ኮበርታን ኣንሶላን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕሉ ደንቢ ክዳንን ሕትመትን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ።

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝኽፈል ናይ መካይን መለዋወጢ ጎማን ካልኦት ንወንበር መኪና መሸፈኒ ዝውዕል ጨርቅን ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ።