ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ዉፅኢት ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ቁልፊታትን : ኣቀሑት ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ 2015 ን 2016 ዓም ዘደሊ ናይ ዝተሐደሰሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

2 ተጫረቲ ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዊዝ ሆልድ መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ አሐዲሶም ዝንበበን ግልፂ ዝኮነ ሕድሕድ መረዳእታ ሐደሐደ ገፅ ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ መከብሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ መጠን መክበሪ ጨረታ አብ ሰነድ ጨረታ ተገሊፁ አሎ

4 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነዶም 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 8 ጥቅምቲ 2016 ዓም ክሰብ 22 ጥቅምቲ 2016 ዓም ብ ቤት ዕዩና ዕደጋ ክፈሊ ምዉሳድ ይክእሉ እዩም

5 ተጫረቲ ኣብ ዝሰዓርዎ ንብረት ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎም

6 ተጫረቲ አብ ሰነድ ጨረታ ኣብ ዝተቀመጠ ዝርዝር ወይድማ በዝሒ ካብ ሕድሕድ ዓይነት 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይድማ ምቅናስ ዝክእል ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ካብ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ ዝቁፀር ካብ ዕለት 8 ጥቅምቲ 2016 ዓም ክሳብ 22 ጥቅምቲ 2016 ዓም 15 መዓልቲ ምካኑ ዝዕፀወሉ መዓልቲ 23 ጥቅምቲ 2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ጨረታ ዝከፈተሉ 23 ጥቅምቲ 2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4:30 ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ድማ ካብ ጨረታ ዝተከፈተሉ ዝቁፅረ 45 መዓልቲ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

8 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሊዎም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብፅሑፍ ናይ በት ዐዩ ከቅርቡ አለዎም

9 በት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሳዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo