ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሐን ኣቅሑት ናይ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ

1 ምስ ዝቅርቦ ኣቅሓ ዝተተሐዘን ብተመሳሳሊ ናይ 2015 ዓም ወይ ናይ 2016 ዓም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝገብቲ ምካኑን ክቅርብ ዝክእል

3 ዲክለሬሽን መረዳእታ ካብ መስከረም 2016 ዓም ከቅርብ ዝክእል

4 ንግበሪ ከፈልቲ ዝተዉሃበ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

 5 አብያተ ዕዩ መንግስቲ ኣብ ዝፍፅምዎም ዕደጋታት ንምካል ኣብ ዝርዝር መቅረብትን ዉሃብትን ግልጋሎት ዝተመዝገቡ ምካኑ መረዳእታ ኣበ ሕድሕድ ስፔስፊኬሽን ማህተም ገይረ ከቅቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ንጨረታ መክበሪን ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ብር ንመድሓኒታትን ናዉቲ ሕክምናን 3000 ብር ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

 7 ሰዓሪ ካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ና ዝሰዓሮ ኣቅሓ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መክበሪ ኣትሒዙ ኣብ 3ተ መዓለቲ ዉዒ ኣሲረ ብና ባዕሉ መጎዓዝያ ኣቅሑት ንብረት አተዊ ክገብር ዝክእል

8 ከብ ዕለት 01/02/2016 ዓም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 50 ከፊሉ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋያንስን ንብረትን ምምሕዳር ብምዉሳድ ዝወራረዱ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናልን ኮፒን ብፖሰታ ዝተዓሸገ ክሳብ ዕለት 22/02/2016 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

9 ጨረታ ዕለት 22/02/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት

10 ጨረታ እንትክፈት ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንትርክብ ይምረፅ

11 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ይኩን ብክፋል እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ዕድጋ ቀደም ከይበፃሕካ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፊካ

ንዝበለፀ ሐበረታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 87 55

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo