ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር: ሓፂነ መፂንን :ናይ ተሽከርከሪ መኪና ሞተር ሳይክል ጎማታት: ሳይክል ምዕዳግን :ናይ ሕትመት ስራሕትን :ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ን2009 ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብታ ከተማ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ፅሬት ናዉቲ ቢሮን :ኤለክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ስራሕቲ ሕትመትን : ስፖርታዊ ዕጥቂን ካብ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አገልግሎት ሕትመትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ፋይናንስን ወቤት ፅሕፈት ትልምን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ናይ ዝተፋላለዩ ኣቁሑት ማለት እዉን ሕትመት ፅገና ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዘለዎ መካይን ዝፅግነሉ ጋራጅ ከምዉን ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፈርኒቸር: ናዉቲ ሕትመታት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል መያኒ ሽራሮ ንበጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: አቁሑት መለዋወጢ ኮምፒተራት: ጎማ መኪና: ወናብርን ጠረዼዛን ቢሮ: ዴስክ ተምሃሮ :አቁሑት ስፖርትን: ዝትፈላለዩ ሕትመታትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ