ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: አቁሑት መለዋወጢ ኮምፒተራት: ጎማ መኪና: ወናብርን ጠረዼዛን ቢሮ: ዴስክ ተምሃሮ :አቁሑት ስፖርትን: ዝትፈላለዩ ሕትመታትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

ስለዚ ሰነድጨረታካብ 3 መስከረም 2009 ዓምክሳብ 18 መስከረም 2009 ዓምዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋልካብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንእታወረዳምዉሳድይከኣል

ተጫረቲከማልእዎዝግባእረቀሕታት

  1. ዝተሓደሰመረዳእታፍቃድንግዲናይ 2009 ዓምከቅርብዝክእል
  2. መረዳእታከፋላይግብሪከቅርብዝክእል
  3. Âተመዝጋቢተወሳኪእሴትታክስዝኮነ
  4. ናይወርሒ ሓምለ መረዳእታከቅርብዝክእል
  5. Â መረዳእታዝተሓደሰመቅረባይነት 2009 ዓምከቅርብዝኸእል
  6. መክበሪጨረታ ንሕድሕድ 5,000 ቅርሺብጥረገንዘብወይብሰፒኦከትሕዝዝክእል
  7. ኣብበዝሒ 20% ምዉሳክወይምቅናስከምዝከእልድማክፈልጥኣለዎ
  8. ሳንዱቅጨረታዝዕፀወሉእዋን

ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ዕለት 18 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንመለዋወጢ ኮምፒተራት ዕለት 18 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት Â 8፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንጎማ መኪና ዕለት 18 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 9፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9

ንወናብርን ጠረዼዛን ዕለት 19 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 3፡ 30 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንዴስክ ተምሃሮ ዕለት 19 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 4፡ 30 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 5 ፡ 00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንኣቁሑት ስፖርት ዕለት 19 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንስራሕቲ ሕትመት ዕለት 19 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 9፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

እቲቤትፅሕፈትዝሓሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልÂናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

ንተወሳኪሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0344210391/0344210276 ደዊልካምሕታትይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo