ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዘለዎ መካይን ዝፅግነሉ ጋራጅ ከምዉን ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ይደሊ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

በዚ መሰረት አብዚ ጨረታ ክትሳተፍ እትደለዩ ተወዳደረቲ እተማልአዎ ሮቕሓ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎም መፍለይ ቑፅሪ / TIN/ ዘለዎም መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ቫት ዝተመዝገብክመሉ መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ከምኡዉን ወርሓዊ ዲክላሬሽን ከተቅርቡ ትክእሉ

2 መክበሪ ጨረታ

 ንጋራጅ ፅገና ብር 4000.00 ንስራሕቲ ሕትመት ድማ 160000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ::

3 ንኩሉ ዓይነት መሸጢ ዋጋ ሰነድ ጨረታ

ዘይምለስ ብር 20.00 Â ብምኽፋል ጨረታ ሰነደ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ደጋፊ ኸይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስንÂ ምምሕዳር ንብረትን ካብ ዕለት 6/01/ 2009 ዓ/ም ክሳብ 20/01/ 2009 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉÂ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት

 4.1 እቲ ጨረታ ዕለት 20 /01/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ልዕል ኢሉ አብ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይኽፈት:: ተጫረቲ ሰነድ ጨረታኩም ዋናን ቅዳሕን ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ 20 መስከረም 2009 ዓም ክሳብ ሰዓት 400 እናመፃእኩም ክተእትዉ ትክእሉ

ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይከዉን

5 ቢሮና ዝዕድጎም አቐሑት ከምኣድላይነቱ 20 % ናይ ምዉሳክ ወይም ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

6 ኣብዚ ጨረታሰዓራይ ዝኮነ ትካል ካብ ዘሸነፎ ጠቅላላ ዋጋ 10 % አትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር Â ንሕትመት ድማ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእልን

7 ተጫረቲ እተቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊስኩም ክተቅርቡ አለኩም ቫት የስጨምራል ኢልካ ምፅሓፍ ኣይከኣልን

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮና ዝርከበሉ ፊት ለፊት ኣግአዚ ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል

ስቑ 0344 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo