ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2009 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ሀለቅቲአቁሑትን: ናይ ፅሬት አቁሑት: ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ቢሮ :ሕትመትን: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ፅሕፈት :መቀያየሪ አቁሑት መካይን: መቀያየሪ አቁሑት ሞተር ሳይክል: አቁሑት ፅሬት :ሕትመት :አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፅገና ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ፅሬት አቁሑት: ሕትመት: ስፖርት ዕጥቂ: ናይ መካይን ሞቶር ሳይክልን ስፔርፓርትን ጎማን ከምኡዉን ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት ሕትመት ፊደል ብጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን መሳርሒ ፅሕፈት ፣አቁሑት ፅሬት: መሳርሒ ሕትመት ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ ኮምፒተራት ተዛምድቲ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን: ኣቁሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት :መለዋወጢ አቁሕት ሞተር ሳይክል :ናይ መኪና ጉልበት ዋጋ: ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ