1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ ፣
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቅሓ ካብ ዕለት 01/10/2012ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል
3 እቲ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 04/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣታዊ ይከዉን
4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 04/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት
5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬተ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77