ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣባላት መለለይ መንነት ክሕተም ወይ ክስራሕ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ኣብያተ ሕትመት ክትወዳደሩ ንዕድም

ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ን 2012 በጀት ዓመት ንፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ዝምልኮቶም መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ተጠቂሱ ዘሎ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ የዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንክ/ከተማ ዓይደር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት /መታወቅያ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ናይ 2012ዓ/ም ን2ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈለላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ልብስ፣ ፍቃድ ዘለኩም አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ክራይ መካይንን፣ ስፖንጅ ፍርናሽን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ፡፡

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ 4ይን 8ይን ክፍሊ ተፈተንቲ ፈተናን ናይ ቲሸርት ስራሕቲ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ