ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትሪን ክልል ትግራይን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝ/ዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ንሕጋውያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ማእከልና ማእከል ኦርቶ ፊዚዮቴራፒ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘራ ዘገልገዘላ መካይን ተሽከርከርቲ በቲ ዘለዎ ኩነታት ብግልፂ ሓራጅ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ዝ/ዩ ዘገልገሉ ቀወምቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ዓዲግራት ኣብ ውሽጢ እቲ ትካል ዝርከቡ ዝ/ዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ሰራሕቲ ዘተኣከቡ ኣገልጊሎም ዝተመለሱ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሓፂን መፂን ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ካልኦት ዝ/ዩ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከሸይጥ ይደሊ ::

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ መኪና ኣቅሑት፣ ዝ/ዩ ሞተር ሳይክልን ፈርኒቸራት፣ ዝ/ዩ ፅሕፈት መሳርሒታት ናይ ሕርሻ ናውቲ ካልኦትን ብዝሕ ዝበለ በሓራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ሕርሻ ሜኬናይዜሽን ከባቢ ዝርከብ ፀፀር 02 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ኣብ ኵሓ ዝርከብ ትካልና ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብ ዘለውኦ ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ክሸይጥ ይዕድም።