ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ዝ/ዩ ናይ ዴስክ ዝተሰባበሩ ሓፂን፣ ዝሰርሓ ቲርኮላታ፣ ዘገልገለ ባንኮንን ዘገልገላ PRT Computer ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትጫረቱ እትድልዩ ነቲ ንብረት ብዓይኒ ብምርኣይ ብዝትዓሸገ ፖስታ ዋጋ ብምቅማጥ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 11/11/2011ዓ/ም ኮይኑ ዝዕፀወሉ ድማ 16/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

2 መከበሪ ጨረታ 1000.00 ሽሕ ብር ከትሕዙ ኣለዎም፤

3 እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ:

4 ሓፂንን ባንኮንን ኣብ ሓደ ፖስታ፣ ዘገልገላ ኮምፒዩተር ኣብ ካሊእ ፖስታ ክዕሸግ ኣለዎ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo