ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ዘገልገሉ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ

1 ሓፂን መፂን ናይ መኪይን ጎማታት ካለማደሪያ ዝተፈላለዩ ፕላስቲክ ጀሪካናት ስፖንጅ ትርኣስ መንፀጊ ነብሳክ ፕላስቲክ ማፍያ ዘኣመሰሉ ወዘተ

2 ዝተፈላለዩ ዕንጨይቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ሰለዝደለየ ተጫረቲ ይዕድም

3 ካብ ዕለት 8/ 11/ 2011 ዓም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ብር 20 ብምክፋል ካብ ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዕደጋይን ፋይናንስን ንብረት ምምር ብምዉሳድ እትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኩም ልዕል ኢሉ ናብ ዝተጠቀሰ ካይዲ ስራሕ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ጨረታ ክሳብ ዕለት 17 11 2011 ዓም ምእታዉ ትክእሉ ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድን ኣብ ዝባን ፖስታ ሸምኩም ፊሪማኩም ክህሉ አለዎ

4 ተጫረቲ ኣብ ተራ ቁፅሪ 1 ንዝትሓበሩ ኣቅሑት ብር 300 መክበሪ ጨረታ  ኣብ ተራ ቁፅሪ 2 ንዝተገለፁ ንዕንፀይቲ ብር 400 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ በዝተረጋገፀ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

5 እቲ ጨረታ 18 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ይኩን እምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምረካቦም ከይዲ ምከፋት ጨረታ ኣይተዓናቐፍን

6 ጨረታ ምስተዓፀዉ ዝቐርብ ናይ ተወዳዳሪ ፖስታ ተቐባልነት የብሉን

7 ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ምዉጋድ ንብረት በደል በፂሑኒ ዝብል ተጫራታይ ዉሳነ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ስራሕ ጨረታ ናብ ዘዉፀኦ ቤት ዕዩ ዝቐርብ ይከዉን ሰዓራይ ናይ በዝሰዓሮ ንብረት 2% ኣትሒዙ ኣብ ዉጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ናይ ዝሰዓሮ ንበረት ሒሳብ ናብ ትካልና ኣታዊ ገይሩ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ወዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ጊዜ ኣብ ዉጢ 5ተ መዓልቲ ንብረቱ ክወስድ አለዎ

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 043444430565

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo